Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፓርኪታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፓርኪታት መቀነባበሪ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መሰረተ ልምዓትን ህንፀት ዓቕሚን ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሄኖክ ኣበበ÷ ኣብ…

ወታደራዊ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ብሓባር ክሰርሑሉ ኣብ ዝኽእሉ ኩነታት ጠሚቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻሪፍ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኮማንዳንት ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጄኔራል ከበደ ረጋሳ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ርክብን ሓበራዊ ረብሓን ትካላት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ዘድሀበ…

ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ትካል ኩርዓት ሃገር ኮይኑ ኢዩ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌቴናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መበል 70 ሕፁያት መኮንናትን ሰልጠንቲን ቃኘው ኮርስ ኣብቲ ሓይሊ…

ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ብምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣቦ…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቪዛ ዘለዋ ምሕዝነት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ዲጂታል…

ቴክኒካል ልኡኽ ፊፋ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ልኡኽ ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዩ፡፡ እቲ ልኡኽ ናብ ከተማ ድሬዳዋ ዝኣተወ ምዝዛም ሕድሳት ምንፃፍ ኣርቴፊሻል ሳዕሪ ስታዲየም ድሬዳዋ ስዒቡ ሞያዊ ትዕዝብቲ ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ምልከታ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳሚኤል ዶን ምክትሎም ቻሩ ቢስትን ተዛቲዮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተራኺቦም ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኩነታት…

ኣብ መበል 37 ጉባኤ እቲ ሕብረት ካብ 1 ሺሕ ዝበልፁ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ሽፋን ከረክብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝነብሩ ካብ 1 ሺሕ ዝበልፁ ጋዜጠኛታት ሽፋን ሚዲያ ክህቡዎ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ። መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ 9 ክሳብ 10 ለካቲት 2016…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ሽመት ኣፈፀምቲ ኣካላት ከፅድቕ ኢዩ፡፡ እቲ ባይቶ÷ ቃለ ጉባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይን ኣኼባን መበል 14 ስሩዕ ኣኼቡኡ መርሚሩ ብምፅዳቕ ስሩዕ ኣኼባ እቲ ዕለት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ…