ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ላሊበላ ዘተ ሰላም ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ላሊበላ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ሰላም ንምዕሳል ዝዓለመ ዘተ ሰላም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎን ላዕለዋይ ሓላዊ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ብፁእ እቡነ ኤርሚያስ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ደቡብ ሱዳን ተግባራዊ ንኽኸውን ኢትዮጵያ ሃናፂ ግደ ክትፃወት ኢያ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፍሉይ ተወካሊን ደቡብ ሱዳን ሓላፊ ልኡኽቶ ደቡብ ሱዳን ኣብ ውሕመን ኒኮላስ ሮላንድ ሌይቦርን ሃይሶም ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ÷ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ፓስፖርት ተሓቲሙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ፓስፖርት ተሓቲሙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ግልጋሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ዳዊት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ዝጠመተ ሴሚናር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ዝጠመተ ሴሚናር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሴሚናር÷ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ቀርኒ ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ጂኦፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ሓጋዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰኣሊት ጁሊ ምህረቱ ዳግም ክብረ ወሰን ኪነ-ጥበብ ኣፍሪካ ክትሰብር ክኢላ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንበሪኣ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረት ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሰኣሊት ጁሊ ምህረቱ ዳግም ክብረ ወሰን ኪነ-ጥበብ ኣፍሪካ ክትሰብር ክኢ።ላ ጁሊ ምህረቱ እቲ ክብረ-ወሰን ዝሰበረቶ÷ “ወከርስ ዊዝ ዘ ዳውን ኤንድ ሞርኒንግ” ዝተብሃለ ረቂቕ ስእላ ኣብ ኒውዮርክ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ማላዊ ኣብ ልዕሊ ናይ ባዕሎም ኣባላት ካቢኔ እገዳ ጉዕዞ ወፃኢ ሃገራት ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማላዊ ላዛሩስ ቻክዌራ ኣብ ኣብ ርእሶምን ኣባላት ካቢኔኦምን እገዳ ጉዕዞ ወፃኢ ሃገራት ኣንቢሮም። እቲ እገዳ ጉዕዞ ዓቕሚ ምግዛእ ገንዘብ እታ ሃገር 44 ሚኢታዊ ምድኻሙ ስዒቡ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ነዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡባዊ ዓለም ንምድንፋዕ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ደቡብ-ንደቡብ ዓብዪ ዓቕሚ ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡባዊ ዓለም ንምድንፋዕ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ደቡብ-ንደቡብ ዓብዪ ዓቕሚ ከምዘለዎ ንርዳእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዝተፈላለዩ ትካላት ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታትን ትካላትን ዑደት ገይሩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኣብ ማእኸል ቴክኖሎጂ ሁዋዌ፣ ኢንስቲትዩትን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ትልሚን ዲዛይንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰርሑ ክልተ ዓለም ለኸ ማሕበራት ሞያ ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ‘ውመን ኢን ኒውክሌር ግሎባልን ውመን ኢን ኒውክሌር ኣፍሪካን’ ናብ ዝተብሃሉ ክልተ ዓለም ለኸ ማሕበራት ሞያ ተፀምቢራ፡፡ ኣብ ግብፂ ኣስዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ‘ዊን ግሎባል ኮንፈረንስ’÷ ኢትዮጵያ ኣባል እቶም ማሕበራት ንምዃን ብመሰረት…
ስፓርት ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ…