ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመላ መርከብ ቻይና ዝተጎድአ ሰብ የለን Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመላ መርከብ ዝተጎድአ ሰብ የለን ኢላ፡፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ኲናት ካብ ዝጅምራ ንደሓር ኣብ ልዕሊ መርከብ ቻይና መጥቃዕቲ እንትፍፀም እዚ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያ ንሓበራዊ ያታ … Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ትካላትን ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝዝቲ መድረኽ ትማሊ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ካብ ዘካፈሉዎም ሓሳባት፤ ኣብ ዝኾነ…
ስፓርት ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 30 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትን ሸቶታት ገብረመስቀል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንልምዓት ሲቪል ኑክሌር ኢነርጂ ኢራን ሓገዝ ቻይና Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ንልምዓት ሲቪል ኑክሌር ኢነርጂ ኢራን ዘለዋ ሓገዝ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኢራን መዘነኦም ኣባስ ኣራግቺ ኣብ ቤጂንግ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ዋንግ ዪ ከምዝበሉዎ፤ ኢራን ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ፈጠርቲ ትሕዝቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ኣፍሪካውያን ፈጠርቲ ትሕዝቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ትኽክለኛ ምስሊ እታ ኣህጉር ንዓለም ኣብ ምፍላጥ ከም ኣምባሳደር እናገልገሉ ይርከቡ። ጉባኤ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ (Pulse of Africa-POA) ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተምሳሌት በረከት ስርናይ… Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበናት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ስማ ምስ ጥሜትን ድርቂን እናተተሓሓዘት ዝነበረት ኢትዮጵያ እዚ ታሪኻዊ በሰላኣ ብምቕራፍ ሽማ ዝቐየረ ልዑል ዓወት ክትጎናፀፍ ጀሚራ ኣላ፡፡ ሓደ እዋን ርዳእታ ትፅበ ዝነበረት ሃገር ሎሚ ካብ መሬታን ብፃዕሪ ደቃን…
ቢዝነስ ንምርግጋእ ማክሮኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ምሕደራ ዕዳ … Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ምሕደራ ዕዳ ካብ ቴክኒካዊ ተግባር ሓሊፉ ንምርግጋእ ማክሮኢኮኖሚ፣ ንስትራቴጂ ልምዓትን ፖሊሲ ተኣማናይነትን ወሳኒ ግደ ኣለዎ አሊን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ፎረም ፋይናንስ ሉኣላዊ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 330 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ብምፍራይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ልዕሊ 330 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ብምፍራይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኢያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ወረዳ ሱልልታ ኣብ 2 ሺሕን 150 ሄክታር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቶታት እናተዋፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር እቲ ቤት ምኽሪ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቶታት እናተዋፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ “ግደ ትካላት ኣብ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሰልጣን፣ ዳይነትን ፍትሒን” ብዝብል ርእሲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ዶላር ፅዕነቶ ዕዳ ኣፍሪካ ዝንክዩ መፍትሒታት ንምእንፋት… Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ዶላር ፅዕነቶ ዕዳ ኣፍሪካ ንምንካይ ዘኽእሉ ኣንፈታት መፍትሒ ንምቕማጥ ዝዓለመ 2ይ ፎረም ሉኣላዊ ፋይናንስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም 23 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ቅልውላው ዕዳ ኣብ ዝርከባሉ…