ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ
ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ
ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሑ ኣሎ።
ኣብ ሸሞንተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዝትዩ ዝፀንሑ 4 ሸሕ ተሳተፍቲ ጉባኤተኛታት፤ ኣብዚ ሕዚ እዋነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣጀንዳ ዝተጠቓለሉ ናይ መወዳእታ ምኽረ ሓሳባት እናሰምዑ ይርከቡ።