ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ክልላት እናካየዱዎ ዝፀንሑ ዑደት ግብረ መልሲ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብተኻታታሊ መዓልቲታት እናተኻዱ ዝፀንሑ ዑደታት ተዛዚሞም፡፡ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልቲታት ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ክል፤ ኣምሓራ ዘካየዶ ዕላዊ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ…
Uncategorized ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ንምውፋር ኣካላት ፀፅታ ምቹው ኩነታት ብምፍጣር ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ የድሊ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ሱዳናውያን ብበዓልዋናነት ዝሳተፉሉ ኣፊሪካ ዝመርሖ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ሚኒስትሩ በአፍሪካ ሕብረት ማዕቀፍ በሰላም እና ደህንነት ምክር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣህጉር ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብሄራዊን ብብርኪ ኣህጉርን ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ ግደኣ እናተዋፀአት ምዃና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ማይ "ውሃ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ‘ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ’ እናተቀላጠፈ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንትውልዲ እናተሃነፀ ዝርከብ 'ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ' ከይዲ ህንፀቱ እናተቐላፀፈ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ተዛሪበን። ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ ብፕሮጀክት ገበታ ንትውልዲ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)7 መጋቢት 2016 ዓ.ም ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስቲ ጉዳይ ተተሓሒዙ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘህነፆ ማእኸል ኢኖቬሽን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኮሪያ (ኮይካ) ዘህነፆ (ኢኖቪስ ኬ ኢትዮጵያ) ዝተብሃለ ማእኸል ኢኖቬሽን ኣመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣብ ውሽጢ ኣይሲቲ ፓርክ ዝተሃነፀ እንትኸውን÷ ንስታርት ኣፕታትን ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ ዓማዊል ዝወሃቡ ርኢታታትን ሚዛናዊ ነቐፌታታን ብምቕባል ንምስትኅኻል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ኢዩ – ኮሚሽነር ደበሌ ቀበታ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ምሃብ ፍልጋሎት ካብ ዓማዊል ዝወሃቡ ርኢታታትን ሚዛናዊ ነቐፌታታን ብምቕባል ንምስትኽኻል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽንኑምሩኽ ደበሌ ቀበታ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝነበሮ ዝተሓላለኸ ፀገም ንምውፃእን…