Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ሃድያ ሆሳእና ምስ ሸገር ከተማ ቀትሪ ሰዓት 9 ከምኡ እውን ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ባህር ዳር ከተማ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ኣፍጥር ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንተኸተልቲ እምነት እስልምና ሰራሕተኛታቱ ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ኣፍጥር ተሳቲፎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት…

ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና፡፡ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዓለም መብፅሒኡ ዝገብር ኮንቲኔንታል ቱር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትግበር ብኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ነሓስ ከምዝተውሃቦ…

ስግኣት ዘንፀላለወ እሳተ ገሞራ ሃዋይ ኪላዌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ፓስፊክ ውቅያኖስ ዝርከብ እሳተ ገሞራ ሃዋይ ኪላዌ ተኸታታሊ ምፍንጃር ምፍጣሩ ስዒቡ ኣብቲ ከባቢው ስግኣት ከምዘንፀላለወ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ ከበድቲ እሳተ ገሞራታት ሓደ ዝኾነ እሳተ ገሞራ ሃዋይ ኪላዌ ትማሊ ብዝፈጠሮ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ዓቕሚ ብምውዳድ ዝምራሕ ብቁዕ ኣመራርሓ ምፍራይ ጉዳይ ህልውና እቲ ትካል ኢዩ – ሌ/ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር እናተፈጠረ ዝርከብ ላዑል ዓቕሚ ብምውዳድ ዝምራሕ ብቁዕ ኣመራርሓ ምፍራይ ጉዳይ ህልውና እቲ ትካል ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ፡፡ እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ ኮሌጅ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘይፍታሕ ሕቶን ፀገምን የለን – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብንግግርን ብምኽክርን ዘይፍታሕ ሕቶ ይኹን ፀገም የለን ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፡፡ እቶም ኮሚሽነር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘካየዶ ከይዲ…

ብልምዲ ኣርሚ 70 እናተብሃሉ ዝፅውዑ ኣብ ጎኒ ነበር ህወሃት ዝነበሩን ዕጥቂ ዝፈትሑን ኣባላት ብከይዲ ተሃድሶ እናሓለፉ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ዝፀንሑን ብልምዲ ኣርሚ 70 እናተብሃሉ ዝፅውዑ ኣብ ጎኒ ነበር ህወሓት ዝነበሩን ዕጥቂ ዝፈትሑን ኣባላት ብከይዲ ተሃድሶ እናሓለፉ ከምዝርከቡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ገሊፁ። ኣብ ጊዚያዊ ማእኸል ዲሞቢላይዜሽን ኣዋሽ ኣርባ ስልጠና ተሃድሶ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክልተ በዓል 9 ደብሪ ህንፃታት ህንፀት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀፅ ተወሰኽቲ ክልተ በዓል 9 ደብሪ ህንፃታት ኣጀሚረን፡፡ እተን ከንቲባ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣናእሽቲ ጎጆታት ብምልዓል ክልተ በዓል 9 ደብሪ ህንፃታት ህንፀት ንምጅማር እምነ ኩርናዕ ናይ ምንባር…

ነዳዲ ካብ ዝተቐመጠሉ ተመን ዋጋ ንላዕሊ ዝሸጡ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዳዲ ካብ ዝተቐመጠሉ ተመን ዋጋ ንላዕሊ ዝሸጡ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፡፡ እቶም ሚኒስትር ዕድጊት ነዳዲ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ መንግስቲ ንቐረብ ነዳዲ ልዑል ድጎማ እናገበረ…

ፍርያት ቡን ኣብ ልዕሊ ዝኽዝኑ ኣካላት ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍርያት ቡን ብዘይተገበአ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝኽዝኑን ዝሓብኡን ኣካላት ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን ሚኒስቴር ሕርሻ ይመር ዳውድ፤ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፍርያት ቡንን ዓለም ለኸ ዕዳጋን…