Fana: At a Speed of Life!

ግዕዝይና ምኽንያት መረረትን ፀረ ምዕባለ ሃገርን ስለዝኾነ ብሓባር ምቅላስ ይግባእ – ኣይተ ተስፋዬ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሹው ኣሰራርሓን ግዕዝይናን ምኽንያት መረረትን ፀረ ምዕባለ ሃገርን ስለዝኾነ ብሓባር ምቅላስ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያ ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተስፋዬ ዳባ ገሊፆም። መንግስቲ ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብሄራዊ ኮሚቴ ኣጣይሹ…

ኢትዮጵያ ሕርሻ ማእከል ዝገበረ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣብ ምርግጋፅ ንዝሰርሐቶ ስራሕ ዩኒዶ ኣፍልጦ ሂቡዋ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ማእከል ዝገበረ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣብ ምርግጋፅ ንዝሰርሐቶ ስራሕን ካልኦትን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስቲ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ኣፍልጦ ከምዝሃባ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።…

ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ኢዩ – ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝኾኑ ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም። ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ጎግል ኣብ ግልጋሎት ዘይወዓሉ ኣካውንታት ኣብዚ ሰሙን ምድምሳስ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ጎግል ተኸፊቶም ኣብ ግልጋሎት ዘይወዓሉ ኣካውንታት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ምድምሳስ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ዝድምሰሱ ኣካውንታት ድማ ተኸፊቶም ግልጋሎት እንተይሃቡ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን እዋን ዘቑፀሩ ኣካውንታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ እቲ…

ካብ ፍርያት ወርቂ 63 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2016 ካብ ፍርያት ወርቂ 63 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ሚኒስቴር መዓድን ገምጊሙ፡፡ ኣብቲ ርብዒ…

96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዜጋታ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ÷ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ብምትሕብባር ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኹሉ ዘካትት ዘላቒ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንኽህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ናይ ክብሪ ጋሻ ብምዃን መደረ ኣስሚዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዘቕረቡዎ ቁልፊ መደረ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ…

ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣመልኪቱ። እቲ ሚኒስቴር ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ተከትሎ ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ 2ይ ብርኪ ብምሕታም÷…

ኣብ መቐለ ብ6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ከተማ መቐለ ብ6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ከምዝህነፅ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ ዝሀርነፅ እቲ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን÷ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ከቢድ ድርቂ ንምክልኻል 50 ሚልየን ብር መዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን ዘጋጠመ ከቢድ ድርቂ ንምክልኻል 50 ሚልየን ብር መዲቡ። እቲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝገበሮ ዘተ÷ ኣብ ክልል ትግራይ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ…