Fana: At a Speed of Life!

ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ "ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንዘላቒን ፍትሓዊን መፃኢ ግዘ፤ ትግበራ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…

ኣብ ሪጋ ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና ንዝተሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ ኣብ ሪጋ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፉ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን ሎሚ ኑጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ…

ኢትዮጵያ ኣብ “ዓውደ ምርኢት ኤክስፖ 2023 ዶሃ” ትተሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ 'ሓምለዋይ በረኻ፣ ዝሐሸ ከባቢ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዶሃ ቢዳ ፓርክ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ሆርቲካልቸር ትተሳተፍ ኣላ። ኣብ ኳታር ኣሚር ሼክ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ዝተኸፈተ ዓውደ- ምርኢት÷…

ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን 17 ግዘ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ናብ 17 ግዘ ኣዕቢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሕዳር 2023 ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝገብሮ በረራ ሰለስተ ናይ ለይቲ በረራታት ብምጅማር…

ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ልምዓት ከተማ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ልምዓት ከተማ ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዳማ ብምትሕብባር ኣብታ ከተማ ብ100 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኹርናዕ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ…

ኣብቲ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ተሓሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝተሓሰበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ መስፍን ኣበበ ምስ ፋና…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከብፀሖ ዝነበረ መጥቃዕቲ ብሰራዊት ምክልኻል ፈሺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከብፀሖ ዝነበረ መጥቃዕቲ ብሰራዊት ምክልኻል ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ሱማሌ ወረዳ ዶሎ ኣዶ ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገርን መጥቃዕቲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 6 ጀሪካን ተቐፃፃሊ ኬሚካልን 3000 ጥይት ብሬንን…

መፅናዕቲ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣድዓ- በቾ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ መፅናዕቲን ዲዛይንን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣድዓ- በቾ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ዝውገን እንትኸውን÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምብራቕ ሸዋን…

ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም (ITU) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ጉባኤ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ 24 መስከረም 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እቲ…

ፎረም ኣፍላ መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኣፍላ መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር ዝተሰናደአ እቲ ፎረም÷"ጥንኩር ምሕዝነት፣ ትርጉም ዘለዎ ተሳትፎ መናእሰይን ኣፍላ መናእሰይን ንዝሐሸ ጥዕና" ብዝብል መሪሕ…