ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል ርእሲ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ማእኸል ስልጠና ጅማ እናተኃየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ አዴሲና ተዛቲየን። ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉበኤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ እናተሳተፋ ዝርከባ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓገዝ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ግልጋሎት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ብሓገዝ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ጥዕና ግልጋሎት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ እናተሳለጠ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ÷ ግልጋሎታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጂቡቲን ሶማሊያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ስዑዲ - ኣፍሪካ ምስ ኣሕዋተይ ፕሬዝዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጊሌህን ፕሬዝዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼህ ሞሓመድን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሉይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሉይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዑመር ሑሴን ምስ ማናጀር ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብዱል ጋሃኒ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጉባ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ፕሮጀክት ካብ መካየዲ ስራሕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ መልማሊ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብዕሊ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለን ኣባላቶምን ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ከምዝጀመረ ተዛሪቦም፡፡ ግልፂን መወዳደረ ብዝኾነ ኣካይዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም መረፃን እናተወዳደሩ ዝነበሩ መቅደስ ዘውዱ፣ ሃይለየሱስ እሸቱ፣ ሄኖክ ብርሃኑን ኪሩቤል ጌታቸውን ፅባሕ ምስ ኮከብ ባንድ ብ3 ዙር ኣብ ዝገብሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ተወዳዳሪትን ተመራፂትን ከተማ ናይ ምግባር ራኢና ክነዕውት ኢና – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ተወዳዳሪትን ተመራፂትን ከተማ ናይ ምግባር ራኢና ክነዕውት ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ መድረኽ…