ኔማር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ኮኸብ ኔማር ጁኒየር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡
ጉድኣት እቲ ኔማር 90 ሚሊየን ዩሮ ፈሰስ ብምግባር ነቲ ተፃዋቲ ካብ ፒ ኤስ ጂ ንዘፈረመቶ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ሂላል ዘሕዝን ዜና…