Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ  ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብሩቱካን ኣያኖ÷ ስራሕቲ ወለንታ ምስላጥ ስንቂ ምቕማጥ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡ እቲ ሚኒስቴር…

ሰሜን ኮሪያ ፀላእታ ንምፍርራሕ ዝዓለመ ክሩዝ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ “ፀላእተይ ንምፍርራሕ” ብዝብል ልምምድ ምስለ-ታክቲካል መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምግባር ተሰሚዑ፡፡ ኣብቲ ልምምድ ድማ ዓረር ኒውክሌር ዝተሸከሙ 2 ናይ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳኤላት ናብ ኣንፈት ምዕራብ ኣካላት ማይ ምውንጫፋ ተገሊፁ፡፡…

ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ እቲ ሰርተፊኬት ኣባልነት ካብ ኣመራርሓ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ቻይና ተቐቢሎም። ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኣብ 85…

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ዝተመዝገበሎም ዓወታት ተጎናፂፉ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ተረባሕቲ ዝገብሩ ዓወታት ከምዝተጎናፀፈ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ መበል 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ…

ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንድስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ትካል መፍረዪ ወረቐት ኩሪፍቱ ፣ ፋብሪካ…

ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝቕፅል በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተሻለ በልሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ጠለብን…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ምስ ኩባኒያ ጣሊያን ’ኢሊካፌ’ ስምምዕነት ውዕሊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ’ኢሊካፌ’ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ጣሊያን ስምምዕነት ውዕሊ ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ጣሊያን ደረጃ ፅሬት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ዘኽእል ስልጠና ንመሃብ…

ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓል ተተሓሒዙ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር እናተገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዕድጊት እዋን ተግባራት ገበን…

ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ውድድር ዘበን 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሓደ፦ ጋንታታት ዌስተሃም፣ ኦሎሚፓከስ፣ ፍሪበርግን ባካ ቶፖላን፤ ኣብ ምድብ ክልተ፦ ኣያክስ፣ ማርሴ፣ ብራይተንን ኣቴንስን ኣብ ምድብ ሰለስተ፦…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውሕመ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ንሰብኣዊ ትካላት…