ንዕቤት ናኖ ቴክኖሎጂ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ 3 ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናኖ ቴክኖሎጂ” ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪ ንኽበፅሕ ዕዙዝ ግደ ዘበርከቱ ሰለስተ ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል 2023 ተዓዊቶም።
ሞንጊ ባዌንዲ፣ ሉዊስ ብሩስን ኣሌክሲ ኤኪሞቭን ዝተባህሉ ተመራመርቲ ኬሚስትሪ ናይዚ ዓመት ሽልማት…