ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ሚኒስቴር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ብሪታንያ ግራንት ሻፕስ ኣብ ዩክሬን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገበሩ ኣርቲ ፀብፂቡ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷…
ስፓርት ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ሰይራ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ ካልኣይ ደረጃ ክትሕዝ ክኢላ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓን መዳርግቲ ኣካላትን በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንሕሕበር እናተገበረ ዝርከብ ምድላ ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም።…
ስፓርት ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተረኪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተመሓላሊም። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ኣብ ከረምቲ ኣዋርሕ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ሎሚ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ሎሚ ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝካየድ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሎሚ ክካየድ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮ ብሸውዓተ ደቂኣንስትዮ ሽዱሽተ ደቂተባዕትዮን ብድምር ብ13 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብ5 ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ እንዱስትሪ ዝርከበሉ እዋናዊ ኩነታት ቴክኖሎጂን ናይ ቀፃሊ አንፈትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ዘለዋ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ኢዩ – ኤምባሲ ማላዊ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣብ ሓፂር እዋን ዘደንፈዐቶ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ከምዝኾነ ኤምባሲ ማላዊ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽንን ዋና መካየዲ ስራሕን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪ ፍፁም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣውሮፓ ንምስጋር ብዝብል ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም ብሰለስተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ንኣብነት ድማ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ክሳብ ነሓሰ ኣብ ዘሎ እዋን 990 ኣፍሪካውያን…