ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ቡን ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ከተማ ሃንጆ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ቡን ትሳተፍ ኣላ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 መስከረም ክሳብ 10 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ዝካየድ "ኮፊ መንዝ ኦፍ ኤዥያ ጌም፣ ሃንጆ"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ዩኔስኮ ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 11 ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና። ኢትዮጵያ ኣብ መበል 45 ጉባኤ ሓድጊ ዓለም ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌን ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ጉቴሬዝ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ድማ "ሰላም ፣ምዕባለ፣ ለውጢን ዘላቒነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 78…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግድፈት ስነ-ምግባር መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዕሊ 268 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጥሕሰት ግድፈት ስነ-ምግባር መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዕሊ 268 ሚሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኸኣለ ኮሚሽን ጉምሩ ገሊፁ። ኣብቲ ኮሚሽን ምክትል ኮሚሽነር ዘፈር ኦፕሬሽን ኣይተ ኣዘዘው ጫኔ÷ ኣብቲ ኮሚሽን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ለውጢ ዕንቅፋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይክሮሶፍት ንፕሮግራም ዲጂታል ልምዓት ኢትዮጵያን ክሕግዝ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይክሮሶፍት ንፕሮግራም ዲጂታል ልምዓት ኢትዮጵያን ክሕግዝ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ ውሕመ “ትምህቲ ርኣብ ዘበነ ዲጂታል ንልምዓት፣ ንፍትሓዊነት፣ ለሰላምን ድሕንነትን ዝሕግዝ ኢንቨስትመንት”…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ውሕመ ናይ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ምስዓር ስልጣን ንኸልዕል ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ናይ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ምስዓር ስልጣን ንኸልዕል ሓቲቶም፡፡ ኣብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ እናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ሩሲያ ኣብ ሃገሮም ዝፈፀመቶ ተግባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ንስራሕ ዑደት ናብ ቻይና ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ዓመታት ኣብ ዝዘለቐ ኲናት ናይ ትርከብ ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ይርከቡ። ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናብ ኲናት ካብ ትኣቱ ጀሚሩ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሶሪያ ኲናት ክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድን ኣብ ዓውደ መፅናዕቲ ምትሕብባር ሕርሻ ቻይና ቀርኒ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ጥዕና ሓመድ ብብርኪ ዓለም መተሓሳሰቢ ከምዝኾነ ዝተገለፀእንትኸውን÷ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ጎድና ጎኒ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መግስታት ክሌማዊ ለውጢን…