ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ። እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀት ብሪቲሽ ኣብ ሩሲያ ዝርከብ ፋብሪክኡ ከምዝሸይጥ ማዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀትን መዕሸጊን ‘ሞንዲ’ ብሪቲሽ ካብ ሩሲያ ሙሉእ ብሙሉእ ለቒቑ ንምውፃእ ኣብታ ሃገር ዝተረፎ ናይ መወዳእታ ፋብሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ መፍረዪ ወረቐት ኣብ ሞስኮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል “መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም "በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ከም ዝኽበር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅብሃ ገብረግዚኣብሄር (ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ሎሚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ማርክ ሱዝማን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ፋውንዴሽንን ዘሎ ርክብ ዝነኣድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ክልተኣዊ ምትሕብባርን ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ካብ 4 ክሳብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ኩባ ሃቫና ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ኤሎን መስክ ምስ ቱርኪ ንኽሰርሕ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ሃገሮም ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ዝሓዘቶ መርሃ ግብሪ ኤሎን መስክ ንኽሕግዝ ሓቲቶም። ኤርዶሃን ምስ ኤሎን መስክ ተራኺቦም ዝተዛተዩ÷ ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ክንተክል ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተዛዘመ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ÷ ብርቱዓት ኣእዳው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ስርቂ ብቖራፅነት ክንቃለስ ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ከይባኽንን ስርቂ ብቖራፅነት ብምቅላስን ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ከምዝሰርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ንላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ “ከእዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ቀዳማይ ዙር ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 2012 ዓ.ም ኣትሒዙ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝቕፅል 29 መስከረም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣወሃህባ እቲ ፈተና ኣመልኪቱ ምስ ሓለፍቲ ፖሊስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ከምኡ እውን ኣብ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ ውሕመ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ…