ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ-መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንዝተወደበ ክልል ዝተሰናደአ ሕገ-መንግስቲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ነባር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ብሓዱሽ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንምውዳብ ዝተፀውዐ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ህፁፅ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም። ካብቶም መራሕቲ ብተወሳኺ ጉጅለ ልኡኻቶም ኣብቲ እዋን ዘተ ተረኺቦም። እቶም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ካብ መወዳእታ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ መድረኽ ዝሰኣኑ ድምፃውያንን መድረኽ ንኽረኽቡ ዘኽእል ፋና ላምሮት በቢእኑ ሓደሽቲ ነገራት እናርአየ ይርከብ። ፋና ላምሮት ኣብ ውሽጢ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስነ-ስርዓት ምብራህ ሽግ ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ዘላቕነት ሰላም እታ ከተማ ንምርግጋፅ ምስ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ክፍሊታት ኣውሮፕላን ንምፍራይ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ሼድ ብምህናፅ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣውሮፕላን ንምፍራይ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪን…
ስፓርት ቲዮ ዋልኮት ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናልን ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ቲዮ ዋልኮት ኣብ 34 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ፕሮፌሽናል ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ዋልኮት ንናይቁልዕነት ጋንትኡ ኣርሰናል ልዕሊ 100 ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን÷ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ 47…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ዝተሳተፉ ትካላት ንግዲ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ዝተሳተፉ ብዙሓት ትካላት ንግዲ ናይ ወፃኢን ውሽጢ ሃገርን ብመሓዝ ብፖሊስ ተታሒዞም። እቶም ትካላት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ትካል ግልጋሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዘሳለጦ ኦፕሬሽን ኢዮም ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4 ሺሕ ላዕለዎት ተሸወምቲ፣ 215 ሺሕ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሃፍቶም ከምዘመዝገቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃሀገር 4 ሺሕ ላዕለዎት ተሸወምቲ ከምኡ እውን 215 ሺሕ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሃፍቶም ከምዘመዝገቡ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ኣፍሊጡ። ስርዓት ኣሰራርሓ ምዝገባን ምፍላጥን ሃፍቲ÷ ደረጃ ግልፀነትን ተሓታትነትን ተመዝገብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ ምስ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተዛተየ እንትኸውን÷ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ድማ ብኣካል ምልከታ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዋይ…