“ሎሚ ንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ መከላኸሊ ብኽለት ኣየር ዋልታና ኢዩ” – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)“ሎሚ ንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ምግብና፣ መፅለሊናን መከላኸሊ ብኽለት ኣየርን ኢዩ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ናይ ሎሚ ወጋሕታ…