መንግስቲ ምስ ካውንስል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ መንጌል ኢትዮጵያ ተቐራሪቡ ክሰርሕ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምስ ካውንስል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ መንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ተቐራሪቡ ክሰርሕ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…