ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 40 ዓመታት ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ሞያ ምምሃር ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቡዜና…
Uncategorized እንትነገልግል ብሩህ ተስፋ ሃገርና እናሓሰብና ይኹን – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“እንትነገልግል ብሩህ ተስፋ ሃገርና እናሓሰብና ይኹን” ክብሉ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ፡፡ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን – ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን ክብሉ ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ልዕሊ 38 ዓመታት ምስ ዘገልገሉ ጀጋኑ መዓልቲ…
ስፓርት ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ምስ ግብፂ መዘነኦም መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም፡፡ ተፃወትቲን ኣመራርሓን እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓዘ ልኡኽ ናይ ሰነስተ ሰዓታት በረራ ድሕሪ ምግባር ናብ ከተማ ካይሮ ብሰላም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ይኽእላ ኢየን – ሊ ችያንግ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ከምዝኽእላ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ገሊፆም። መበል 26 ጉባኤ መራሕቲ ቻይና -እስያ ኣብ ኢንዶኒዢያ ጃካርታ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ምስ ተወከልቲ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዘጋጠመ ዕንወት መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር ለኸ “ንኢትዮጵያ ነገልግል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ህዝታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ፣ ክልል ሃረሪ፣ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ኣብ ዲጂታላይዜሽን ንሓራዊ ተረባሕነት ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ። ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻን ሓላፊ ቢሮ…