Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ኮሪደር ምስሊ ከተማታት ካብ ምልዋጥ ሓሊፉ ርኡይ ኢኮኖሚዊ ረብሓ ኣለዎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዝበኑ ዝጠልቦን ደረጃ ፅሬቱ ዝሓለዉን ኢዮም ክብሉ ብመዓር ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ሓቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢትዮጵያ ብዘለዋ ታሪኽን መሰል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝወሃቦ ግቡእ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ኩለመዳይ ቁመና ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ፡፡ መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ…

በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰልና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ቁመና ንርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ቁመና ንርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…

ኣፍሪካ ካብ ድምፂ ኣፅዋር ንምግባር ሓበራዊ ፃዕሪ ኣድላዪ ኢዩ – ማህሙድ ኣሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ካብ ድምፂ ኣፅዋር ንምግባር ሓበራዊ ፃዕሪ የድሊ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ኣሊ ዩሱፍ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝተተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ፎረም…

2ይ ፀወታታት ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ፀወታታት ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ውድድር “ውድድር ኦሊምፒክ መናእሰይ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካካየድ…

ፈተናታ ኣጠናኺካ ብፅንዓት ንኽንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይሮምና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኣናያም ፈተናታትን መከራታትን አጠንኪሮምና ብዝበለፀ ፅንዓት ተጊህና ንኽንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይሮምና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ‘ትዕዝብቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ…

118ኛው የመከላከያ ሠራዊት ቀን እየተከበረ ነው

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ክብረ በዓል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሉሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ምክልኻል…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታውነት ኢንዱስትሪታት የረጋግፅ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታውነት ኢንዱስትሪታት የረጋግፅ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ኣመራርሓን ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…

ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣቡበከር ኣዳሙን በፍቃዱ ኣለማየሁን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ነገሌ ኣርሲ ድማ ገ/መስቀል…

ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 2018 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ፈተናታት ትምህርቲን ምዘናናን ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ካብ…