Fana: At a Speed of Life!

ምስ ፓኪስታን ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታት ንምጥንኻር ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ፓኪስታን ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታንን…

ህዝቢ ኖርዌይ ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ህፃናት ዝውዕል 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኖርዌይ ምስ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ውሕመ  (ዩኒሴፍ) ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ህፃናት ዝውዕል 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ከምዝገብሩ ተገሊፁ። ሓገዝ ትፅዕን ኣውሮፕላን ኖርዌይ 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ሒዛ ካብ…

ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። "ግድበይ ኣብ ኢደይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ብብርኪ…

ንኹሉ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ምኽክር ብምግባር ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ምብፃሕ ይግባእ – ኣይተ ታየ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኹሉ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ምኽክር ብምግባር ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ምብፃሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝተፈላለዩ ትጋላት ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ህንፀት ሰላምን…

ጀርመን ንቻይና ኣጠንቂቓታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ማዕብ ከምዝፅበያ ኣጠንቂቖም። ሹልዝ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ተተሓሒዙ፥ ቻይና ኣብ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዓባይ…

ኣብ ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ቀረብ መድሓኒትን መሳርሒታት ሕክምናን ረጋሳ ባይሳ÷ ኣብ ኩሎም ከባቢታት…

ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት ኣብ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት “ባህላዊ ስፖርት ንሓድነትናን ሰላምናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተረኺቦም ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ብምርካብ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…

ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዕዳ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ዘብፀሖ ከቢድ…

ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ…