Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዓውዲ መጓዓዝያን ሎጂስቲክስ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ኣብ ጅቡቲ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር መሰረተ ልምዓት እታ ሃገር ሃሰን ኢብራሂም ተዛትዮም፡፡ ዶክተር ኣለሙ ስሜ÷…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ዘይተዛዘሙ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ክሳብ ወርሒ ሰነ ንኽዛዘሙ ኣተሓሳሲበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ዘይተዛዘሙ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ክሳብ ወርሒ ሰነ ንኽዛዘሙ ኣተሓሳሲበን፡፡ ህንፀት ሓበራዊ ኣባይቲ ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘ ዘይምዝዛም ክፍተት ምህላዉ ከምዝተገምገመ እተን ከንቲባ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ጎድና ጎኒ ኣብ ኳታር እናኸየደ ዝርከብ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ናይ ውሕመ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ ) ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም። እቲ ጉባኤ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ዋና…

ቻይና “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጅ ብቕድሚት እናመርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዘፈር ድሕንነት እንዓምበቡ ብዝመፅኡን “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጂን ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን እናመርሐት ከምትርከብ ተገሊፁ። ኢኒስቲትዩት ስትራቴጂያዊ ፖሊሲ ኣውስትራሊያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መፅናዕቲ…

ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝጅመር ተገሊፁ። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ሚኒስቴር ንግድዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እቲ ስርዓት ክፍሊት ዝጅመረሉ ሓፈሻዊ ከይዲ ኣመልኪቶም ብሓባር…

ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ይርከብ – ኢ/ር ሃብታሙ ተገኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም። ኢንጂር ሃብታሙ፣ ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ሚሊዮን ማቴዎስን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ወረዳ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ዲጂታል ኣሰራርሓታት ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ከምዝተፈራረመ ገሊፁ። እቲ ምምዕነት፥ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖን ዋና መካየዲ ስራሕ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣንዋር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ይዛተዩ ኣለው። እቲ ዘተ ሓፈሻዊ ኩነታትን ምንቅስቓስን ኢኮኖሚ ሀገር ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…