ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን።
ዑደት ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከበወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮልፌን ማእኸል መፍረዪ ሕርሻ ኮልፌን…