Fana: At a Speed of Life!

እንግሊዝን ዴንማርክን ተዋጋእቲ ንዝነበሩ መሊስካ እግሪ ንምትካል ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብራ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስ ክራ ስንድበጀርግን ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት እንግሊዝ ፓውል ዋልተር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ ብዛዕባ ዕላማ እቲ ኮሚሽን፣ ፕሮግራም…

ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ። ትማሊ ኣጋ ምሸት ሰዓት 11፡26 ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 6 ኣብ ከባቢ ኣደይ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ክልተ…

ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ 6ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ዓመት ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ ናብራን ተረባሕነትን ህዝቢ ካብ መሰረቱ…

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዚዩዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ትገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ትኹረት ገይሮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ውሳነታት መበል 17 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዝተዛተየ…

መፍረያይነት ስራሕቲ ማእለማ ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ዘዕበየ ቴክኖሎጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ማእለማ ክቃለል ብምግባር መፍረያይነት ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ክዓቢ ዝገበረ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሕ ኣውቶማቲክ ማሽን ማእለማ ብደቂ ሃገር ተሰሪሑ ኣብ ረብሓ ውዒሉ። እቲ ቴክኖሎጂው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝርከብ ‹ሚርካ ኢንጂነሪንግ ናይ…

ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ብሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሸውዓተ ኣዋርሕን ኣብ ዝተረፉ ኣዋርሕ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ንኽዋፃእ መንግስቲ እቲ ክልል ፀዊዑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ድርቂ ብብርኪ ዓለም ለኸ ፈተና እናኾነ…

ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ስታዲየም እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር÷ ክልል ኦሮሚያ ብምዕዋት ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡ ክልል ኣምሓራ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ኢዩ –…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ብሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወክልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓጋዚ…