ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣኔት ዌበር (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንኽፀንዕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ብዙሓት ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 932 ሜትሪክ ቶን ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብቲ በጀት ዓመት ኣገዳ ደረጃ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተተሊሙ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍርያት ጣፍ እታወት ብምውሳኽ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እታወት ብምውሳኽ ፍርያትን መፍረያይነትን ፍርያት ጣፍ ንምድንፋዕ ዘኽእል “ሓደ ተመራፂ ፍርያት ኣብ ሓንቲ ሃገር” ዝተብሃለ ናይ ክልተ ዓመት ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያ ትካል ምግቢን ሕርሻን…
ዝንቕ ፋና ምስ ሽዱሽተ ደቁ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰደ ወላዲ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ወረዳ ምዕራብ ወላቡ ዝነብር ሸኽ ዓብዱረዛቕ ሓጂ ከድር ምስ ሽዱሽተ ኣባላት ስድራኡ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዱ። ሸኽ ዓብዱረዛቕ ንግዜኢ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ÷ ምስ ሽዱሽተ ደቁ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መደ-ወላቡ…
ስፓርት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ኣፈሪማ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ብክልተ ዓመት ኩንትራት ከምዘፈረመት ዕላዊ ገይራ። እታ ጋንታ ንናይጀሪያዊ ሞሰስ ኦዶ ቶቹኩንን ጋናዊ ተፃዋታ ክዋሜ ኣዶምን ከምዘፈረመቶም ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንክእወጅ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ጠሚቱ ኣብ ዝቐረበ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6 /2015 ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት መኽሪ እናካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 2015 ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ትልሚ 2016ን ድሕሪ ምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን። እቶም ፕሮጀክታ ማይ ዕለታዊ ምፍራይን ዝርገሐን ከምኡ እውን ዓቕሚ ምውጋድ ፈሳሲ እታ ከተማ ክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ቤህነን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ (ቤህነን)ን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎመረ ጉዳይ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣቦ መንበር…