ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኦፕሬሽን ብዝውውር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ፍሬዲ ዝበሃል ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተሰሚዑ። ልዑል ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ዘለዋ ከተማ ብላንታየር ጥራሕ ኣስከሬን 85 ሰባት ከምዝተረኸበ ቢቢሲ ፀብፂቡ። ብልዑል ዝናብ ዝተዓጀበ…
Uncategorized ሚኒስቴር ምክልኻል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ሰራዊት ወዲ ህዝቢ ብምዃኑ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ። ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣፍሪካ ብምትሕብባር መፍረዪ ክታበት ንምህናፅ ሽዱሽተ ሃገራት ሓሪዩ፡፡ ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ተወሳኺ በረራ ክገብር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ ተወሳኺ በረራ 17 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅምር ገሊፁ፡፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ ኬፕ ታውን ወፃኢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክታት ፋርማሲዩቲካልስ፣ ፋብሪካ መዕሸጊ ፍርያትን ፓርክ ኢንዱስትሪን ንምስላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሕዚ ዝተፈረመ ስምምዕነት፥…
Uncategorized 87 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)87 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ኢዩ ነቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ ዘሎ፡፡ ናብ ሃገሮም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ኢያ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ገሊፆም። ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝኣተዉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ÷ ምስ ፕሬዝዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪርን ተቀዳሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠና ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ሃገራዊ ሓድነት ዘደንፍዕን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም "ብዓቕሚ መናእሰይ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል…