ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ለውጢ ንብረት ኣየር ዝፃወር ሕርሻን ዘፈር ማይን ትኹርት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ።
እቲ መድረኽ ዘተ÷ ቀፃሊ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያን መፃኢ ትዕዝብቲን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ኣብ…