ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጀርመን ንቻይና ኣጠንቂቓታ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ማዕብ ከምዝፅበያ ኣጠንቂቖም። ሹልዝ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ተተሓሒዙ፥ ቻይና ኣብ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዓባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ቀረብ መድሓኒትን መሳርሒታት ሕክምናን ረጋሳ ባይሳ÷ ኣብ ኩሎም ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት ኣብ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት “ባህላዊ ስፖርት ንሓድነትናን ሰላምናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተረኺቦም ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ብምርካብ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዕዳ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ዘብፀሖ ከቢድ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዓውዲ መጓዓዝያን ሎጂስቲክስ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ኣብ ጅቡቲ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር መሰረተ ልምዓት እታ ሃገር ሃሰን ኢብራሂም ተዛትዮም፡፡ ዶክተር ኣለሙ ስሜ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ዘይተዛዘሙ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ክሳብ ወርሒ ሰነ ንኽዛዘሙ ኣተሓሳሲበን Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ዘይተዛዘሙ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ክሳብ ወርሒ ሰነ ንኽዛዘሙ ኣተሓሳሲበን፡፡ ህንፀት ሓበራዊ ኣባይቲ ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘ ዘይምዝዛም ክፍተት ምህላዉ ከምዝተገምገመ እተን ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ጎድና ጎኒ ኣብ ኳታር እናኸየደ ዝርከብ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ናይ ውሕመ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ ) ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም። እቲ ጉባኤ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ዋና…