Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ጊፉ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ፡፡ ነቲ ውድድር 1፡00፡06 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ብምውፃእ ዝዛዘመ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ፤ ኣብቲ ውድድር እንትሳተፍ ንፈለማ እዋን…

10 ሺሕን 600 ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ከምዝተቐበሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 10 ሺሕን 600 ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ከምዝተቐበሉ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል እሸቴ የሱፍ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ከም ገለፃ እቶም ሓላፊ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምንቅስቓስ ኣብ ተግባር ዘረፋን ምቕታልን…

ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፀሓፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር፤ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ኣብ ትርከብ ሃገር በቆል ሪፎርም…

ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 እንትበፅሕ 800 ሰባት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ንጉሆ ኣብ ደቡባዊ ባንዳር ጥቓ ከተማ ኣባስ ኣብ ዝርከብ ወደብ ንግዲ ሻሂድ ራጃኢ ዘጋጠመ ኢዩ። በቲ ሓደጋ ኣብ…

ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ እንግሊዝ ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ምሸት ሰዓት 12፡30 ክራኸባ ኢየን። ማንቼስተር ሲቲ ንቦርንመዝ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፈት እንትትከውን፤ ኖቲንግሀም ፎረስት ድማ ንብራይተን ብምስዓር…

ኣብከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ተግባር ገበን ብልዑል ብርኩ እናነከየ ከምዝመፅአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተኻየደ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ተግባር ገበን ብልዑል ብርኩ እናነከየ ከምዝመፅአ ተገሊፁ፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ኣፖሊስ ዲስ ኣበባን ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት…

ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ፡፡ ፈላማይ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ንፅህናን ኤፒዲሚዮሎጂካል ሩሲያ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓበራዊ ስልጠና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…

ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማክታር ዲዮፕ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ምስቶም ዋና ዳይሬክተር…

ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ብምቕራብ ብምግምጋም ኣፅዲቐን። ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣብ ዝሓዞ ትልሚ፥ ኣብዚ ዓመት ሓምሳን ሸውዓተን ሚኢታዊ ተሓራሲ መሬት ናብ ሕርሻን ልምዓት መስኖን ከም…