Fana: At a Speed of Life!

ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ብምኽንያት ፅዋዕ ዓለም ኳታር ንሓደ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐእንትኸውን÷ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ድሮ…

ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ከይዲ ትግበራ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንምዕዛብን ኣብ ስምምዐነት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኣፋፅምኡን ንዕኡ ስዒቡ ክልተ ግዘ ኣብ ናይሮቢ ብዛዕባ ዝነበሩ…

ከተማና ናይ ኩልና ስለዝኾነት ንዕቤታ ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ከበርክት ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ከተማና ናይ ኩልና ከም ምዃና መጠን ኩሉ ሓላፍነት ዝስመዖ ዜጋ ብዛዕባ ዕቤታን ቀፃሊ ስራሕቲን ብሓሳብ፣ ብጉልበትን ገንዘብን ናይ ባዕሉ ግደ ከበርክት ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ…

ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ትሩፋት ሌማት ጋህዲ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ትሩፋት ሌማት ጋህዲ ንምግባር ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣…

ኲናት ዕድመናን ሕልምናን ዝሰረቐ እዩ ክብሉ መናእሰይ ከተማ ሽረ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”እቲ ዝተኻየደ ኲናት ዕድመናን ሕልምናን ዝሰረቐ እዩ” ክብሉ መናእሰይ ከተማ ሽረ ተዛሪቦም። ነበርቲ ከተማ ሽረ ዝኾኑ መናእሰይ ክብሮም ግዑሽን ተስፋ ገብረጊዮርጊስን እቲ ኩናት ህይወት ብዙሓት መናእሰይ ከምዝቐጠፈን፣ ትልሞምን ተስፈአሞን…

ኣብ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣ ስጋን መዓርን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣ ስጋን መዓርን ተሳሊጡ። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ ’ትሩፋት ሌማት’፥ ብምግቢ ሉኣላዊነት ምኽባርን ክብሪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ሎሚ መዓልቲ በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእክት፥ "ንመላእ ዓለም ለኸ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣፍረይቲ ጨርቀ መርቂን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ኮምቦልቻ ተረኺቦም ኣፍረይቲ ጨርቀ መርቂን ዓለባን ዑደት ኣካይዶም። ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ሃገር ንምድንፋዕ ዝዓለመ ወፍሪ ‘‘ኢትዮጵያ ተፍሪ’’ ካብ…

ኖርዌይ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ድጋፍ ሰብዓዊ ሓገዝን ከይዲ ዳግመ ህንፀትን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣባሳደር ኖርዌጥ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ተወካሊ ኖርዌይ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ስቲያን ክሪስቴንሰን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር÷ ምስ ኣካቢ ቀዋሚ…