Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርጀንቲና ናብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ኣይረስ እንትትበፅሕ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀር ህዝቢ ኣርጀንቲና ናብ ጎደናታት ቦነስ ኣይረስ ብምውፃእ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩላ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት…

ናፃ ንግዲ ቀጠና ድሬዳዋ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 150 ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ የስተኣናግድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ንግዲ ቀጠና ድሬዳዋ ንምስላጥ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ደረቕ ወደብ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 150 ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ እናተኣናገደ ከምዝርከብ ትካል ኣገልግልሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያን…

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም። መራሒ ህንፀት ስነ-ልቦና እቲ ክፍለ ሰራዊት ሻምበል ኣዲሱ ኣለማየሁ÷ ቅድሚት ንህዝቢን ንሃገርን ዝብል መግለፂ እቲ ትካል…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ዲጂታል ዕድጊት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ስርዓት ዲጂታል ዕድጊት ተጠቒሞም ፍርያት ሕርሻ ዝተዓዳደጉሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ገይሩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ መስፋሕፍሒ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኦሮሚያ ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት…

ውሕመ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ንምሕጋዝ 20 ቢሊየን ዶላር ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ብንኡሱ ናብ 20 ቢሊየን ዶላር ክብ ንኽብል ዝሓትት ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ። ውሕመ ዘቕረቦ ረቂቕ ብኢኮኖሚ ዝማዕበላ ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025…

ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ስጋ ልዕሊ 41 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ስጋ  41 ሚሊየን 800 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብቲ በዓል መዚ ዳይሬክተር ሴርተፊኬሽንን ኢንስፔክሽንን ኤክስፖርት ማሕረዲ ኣያሌው ሹመት÷ እቲ…

ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ስትራቴጂ ልምዓት ብሉ ኢኮኖሚ÷ ሃፍቲታት ውቅያኖስ፣ ቃላይን ባሕሪን ከምኡ እውን ወደባት ብዘላቕነት ኣብ ረብሓ ምውዓል ማእኸል ዝገበረ ዘፈር…

ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ረጲ ፅገና ይግበረሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ደረቕ ርስሓት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረጲ ምፅራይ ረሳሕ፣ ፅገና ተርባይንን ጀነሬተርን እናተገበረሉ ምዃኑ ተገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ብሩክ ኤባ ከምዝበሉዎ÷ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ እናተሳለጠ ዝርከብ ፅገና ክሳብ…

መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ንመበል 17 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡ እቲ…

ኣብ ዛምቢያ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ዘፃሪ ጉጅለ ናብቲ ቦታ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ፌዴሬኢ ኣብ ጥቓ ርእሰ ከተማ ዛምቢያ ሉሳካ ኢትዮጵያውን ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 27 ሰባት ምሟም ስዒቡ ዝምርምር ጉጅለ ናብቲ ቦታ ልኢኹ። እቲ ሚኒስቴር÷ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምእታው ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ኢትዮጵያን…