ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ሓገዝ ንክውስኽ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ረድኤት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዳኒኤል እንድሪስ ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ደገፍ ንክውስኽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለሊሴ ነሜ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻል ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻልን ኢነርጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ÷ ምስ ንጉስ እታ ሃገር ሰልማን ቢን ኣብዱል ኣዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ሶማሊያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ሶማሊያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ዶብ ዘለል ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብፍላይ ግብረ ራዕዲነትን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኲናትን ሰብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልቀቒ ፈተና መምዘኒ ብቕዓት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና መምዘኒ ብቕዓት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ 200 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ኣማኻሪ ጉዳያት ኣካዳሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስምምዕነት ሰላም ዘተኮረ ኣብ ኢንስቲትዩት ሃድሰን ንዝምልከቶም ኣካላት መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዳግመ ህንፀትን ትኹረት ብምግባር ኣብ ኢንስቲትዩት ሃድሰን ንዝምልከቶም ኣካላት መብርሂ ከምዝተውሃበ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ብሽም ቀዋሚ ንብረት ዝግበር ዝውውር ንግዚኡ ኣገልግሎት ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ብሽም ቀዋሚ ንብረት ዝግበር ዝውውር ንግዚኡ ኣገልግሎት ከምዝተኣገደ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዘፈር ጉዳያት ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣይተ ቢኒያም ምክሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ብራዚል ምስ ክሮሺያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት 4 ኣርጀንቲና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ኣፍሪካ ቀዳማዊት እመቤት ናሚቢያ ሞኒካ ጊንጎስ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኣፍሪካ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓ ምድንፋዕን መራሕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ኣብ ክንዲ በይናዊ፤ ሓራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይግባእ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣፍሪካ ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ትገብሮ ምክልኻል ኣብ ክንዲ በይናዊ ሓራዊ ስጉምቲ ክትወስድ ከምዝግባእ ገሊፀን። ታሽዓይ ላዕለዋይ ጉባኤ ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ…