ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሶማሊያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዲሪኢ ኣብርሃም ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብሚኒስትር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልከድር መሓመድ ኑር ምስ ዝረመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ እውን ዞባዊ ኩነታት ፀፅታ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ክልቲአን ሃገራት ተዛዚሙ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ኣኼባ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ-ስርዓት ቀብሪ 5ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ፤ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ስነ-ስርዓት ምፍናውን ፍትሓትን እቶም ፓትሪያርክ÷ ፕረዝዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ፣ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ጀምስ ክሌቨርሊን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ካብ እዋናዊ ጉዳያት ብተወሳኺ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ወሊድ ብን ኣብድልከሪም ኣልኽሬይጂ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ከምዝገምገሙ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ስፓርት ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኸበረ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሰላም ተዛዚሙ – ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ዝተኸበረ መበል 17 ኣብ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ውዳበ ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ምስ መናእሰይ እቲ ከባቢን ዘተፈላለዩ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም። መበል 24 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስዋእቲ ሓይሊ ፀፅታን ቅኑዕ ምትሕብባር ህዝቢን እናተመሓየሸ ዝመፅአ ሰላምና ንደሓር ንምምላስ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ንምቁፅፃር ዘሳልጦ ተግባር ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ከምዝቕፅል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓማውቲ ኣዲስ ኣበባ…