ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 20 ስሩዕ ኣኼቡኡ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ኣብ ማእኸላይ ዘበን /2016-2020/ ማክሮ ኢኮኖሚን ማዕቐፍ ፊሲካልን ብምዝታይ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ማዕቐፍ ብቐንዱ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቭርስቴ ኒዲሽሚዬ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ከምኡ እውን ስድራ እቲ ኣርቲስትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ምትካል እግሪን ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ተፈቲሑ ከይዲታት ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ንዘፈር ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዑል ምንቐቓሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ንዘፈር ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዑል ምንቐቓሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ በዚ ድማ ስራሕ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ንኽምለሱ ዘኽአለ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ኢንዱሰትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪታት…
ስፓርት ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኣብ ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ሲቲን ኣርሰናልን ሎሚ ምሸት ኣብ ስታዲየም ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን። ኣብቲ ፀወታ ጋንታ ኣርሴናል ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕን ድሕሪ 19 ዓመት ፅዋዕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ “ፎረም ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ኮሚሽነር ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማሰኛታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ቡሩንዲ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ቡሩንዲ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ኣብ ታንዛኒያን ኮሞሮስን ፃንሒት ገይሮም ኢዮም፡፡ ቡሩንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ኢነርጂ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ(ዶ/ር ኢ/ር)÷ ህዝቢ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕማም ኩሊት ዝደቀሰ ሰብ ኣምሲሎም ብሰበብ ሕክምና ገንዘብ እናኣከቡ ዝተረኸቡ 4 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ "ሚኒባስ" ተሽከርካሪት ሰብ ዘይብሉ ፍርናሽ ኣንፂፎም ብሕማም ኩሊት ዝደቀሰ ሰብ ኣምሲሎም ብሰበብ ሕክምና ገንዘብ እናኣከቡ ዝተረኸቡ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት ተግባር…