Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ መበል 17 ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ላዕለዋይ ልኡኽ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣማንዲፕ ሲንጊህ ጊሊን ሚኒስትር ኢንፎርሜሽንን ዲጂታላይዜሽንን…

ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።…

ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁንሁዋ ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ዋና ፀሓፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደኒ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝተዋፈረት ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ከምዝተሓምሸሸት…

ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ናብ ክልል ትግራይ 32 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ሰምምዕ ሰላም ሲዒቡ ክሳብ ሐዚ፤ 32 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 360 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲን ናብ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮምሽነር ኣነራርሓ ስራሕ ስግኣትን ሓደጋ ኢትዮጵያ ዶክተር ሺፈራው…

ካብ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ፅገና መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ፅገናኡ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ኣፍር ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ያሲን ዓሊ፥ ካብ ኣላማጣ - ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ማእኸላይን…

ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ከምዝኾነት ብምግንዛብ ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም…

ኔይማር ብምኽንያት ጉድኣት ካብ ክልቲኦም ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኔይማር ጁኒየር ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ። ኔማር ትማሊ ምሸት ብራዚል ምስ ሰርቢያ ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ዓካሪቶ ኢዩ ካብ ምድብ ፀወታ…

ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 175 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሔራዊ ባንኪ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ 175 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሔራዊ ባንኪ ከምዝኣተወ ግብረ ሓይሊ ቁፅፅር መዓድን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ÷ ካብ 1 ጥቅምቲ ክሳብ 15 ሕዳር 2015 ዓ.ም ዘሎ ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጊሙ…

ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ። ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ…