Fana: At a Speed of Life!

“ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ኩሉ ዜጋ ናይ ባዕሉ ግደ ክዋፃእ ይግባእ” – ነበርቲ ኣኽሱም፣ ዓድዋን ሽረ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ኣየር ምትንፋስ ጀሚሩ ኢዩ፤ ንተፈፃምነት እቲ ስምምዕነት ሰላም ኩሉ ዜጋ ናይ ባዕሉ ግደ ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ነበርቲ ኣኽሱም፣ ዓድዋን ሽረ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ነበርቲ በቲ ስምምዕነት ሰላም ሕጉሳት…

ልኡኽ ኮሚቴ ቴክኒክ ቢሮ ጉዳያት ወፃኢ ጋና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቢሮ ጉዳያት ወፃኢ ጋና ዝመፅኡ ልኡኻት ኮሚቴ ቴክኒክ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተረኺቦም ዑደት ኣካይዶም። እቶም ዑደተኛታት ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ÷ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝርከብ ዲቪዥን ኢትዮ-ስርዓት ኣብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይቨር…

1 ሺሕ 124 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝነበሩ 1 ሺሕ 124 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ብዝተገበሩ በረራታት ከምዝተመለሱ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብቕድሚ…

መንግስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ዓለም ለኸ መሓዙት ተቐራሪቡ ንምስራሕ ቆራፅ ኢዩ – ሰመሪታ ሰዋሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ዓለም ለኸ መሓዙት ተቐራሪቡ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ገሊፀን። ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ዓለም ለኸ መሓዙት ምትሕብባር ልምዓት ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዳግመ ህንፀትን…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምግቢ ሓዊሱ መሳርሒታት ሕክምና ናብ ክልል ትግራይ ከምዘብፀሐ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ሕዳር 2022 ጀሚሩ 2 ሺሕን 400 ሜትሪክ ቶን ምግቢን 100 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ናብ ክልል ትግራይ ከምዘብፀሐ ኣፍሊጡ። 250 ቶን መሳርሒታት ሕክምና ብመዳይ ሎጅስቲክስ ናብቲ ክልል…

ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ። ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ…

ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን መስመራት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾን ዲስትሪክት ጎንደር ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ዲስትሪክት ኣይተ ሞገስ ኣበራ ÷ እቲ ስራሕቲ ፅገና መስመር ብሰለስተ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እነዛተየ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን እነዛተየ ይርከብ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ ኣብቲ መድረኅ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ድሌት ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብብርኪ ዓለም ንመበል 31ን ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 17 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን…

ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት…