Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡ ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ። በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ልዕሊ 700 ተናሓናሕቲ ቅድመ መፃረዪ ዝተፈለዩ 16 ከዋኽብቲ ብመሓዝ ዝጀመረ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ምዕራፍ ካልኣይ ሰሙን ውድድር ሸሞንተ ተወዳደርቲ ምድብ 2 ምስ ኮከብ ባንድ ስራሕቶም ብክልተ ዙር…

ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ፡፡ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካን ማእኸል ዓለም ለኸ ዲፕሎማሲን ዝኾነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕዚ እውን ንዓለም ለኸ ጉባኤታት ተመራፂት ኮይና ቀፂላ ኣላ፡፡…

ካብ ተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ብዝተሰርሐ ስራሕ ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ፡፡ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ናብ 6 ነጥቢ 82 ሚኢታዊ ዝበፅሐ ብፅሒት ኢኮኖሚ…

ዘመናዊ ከተማታት….

ሃገርና ወናኒት ዘበናዊ ከተማታት ናይ ምግባር ጉዕዞ ብመምርሒ ክምራሕ ኣለዎ፡፡ ነባር ኣናእሽቲ ከተማታት ምዝማን፣ ከምኡ እውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ዝተዓጠቓ ሓደሽቲ ከተማታት ምህናፅ ትኹረት ይደሊ፡፡ ኣብ ነባር ከተማታት ዝተዘርግሐ ግዘ ዝሓለፎም ይኹኑ ዘይተዘርግሑ መሰረተ ልምዓታት፣ ብዘበናዊን ንቀፃሊ…

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

"ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናተሃነፀ ዝርከብ ዘበናዊ ከተማነትን ምኽታምን ንዝሐሸ ናብራ ወለዶን ምዕባለ ሃገርን መሰረት ኢዩ" - ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናወገነቶ ትርከብ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓት ከተማታት ምስሊ ሃገር ካብ ምልዋጡ ሓሊፉ…

ብኹሉ መዳይ ዓበይቲ ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኹሉ መዳይ ዓበይቲ ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ከተማ፣ ከተማነት፣ ምኽታምን ልምዓት ኮሪደርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ቃና ቲቪ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ኢዮም እዚ…

ኢራን ኣብ ዝተፈጠረ ኲናት ኢደን ዘየእተዉ ኣካላት ብወሽመጥ ሆርሙዝ ክሓፉ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ንብረትነተን ምስ ኣሜሪካን እስራኤልን ናብ ኲናት ኣብ ዝኣተወትሉ እዋን ኢዶም ናይ ዘየእተዉ ኣካላት ዝኾና መራኽብ ብወሽመጥ ሆርሙዝ ንኽመሓላለፋ ከምትፈቅድ ኣፍሊጣ። ኢራን ኲናት ዝኣወጃለይ ፅልኢ ዝፅሕትራ ሃገራትን መሓዙተንን ኢላ ካብ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣብ ዓለም ተወዳዳሪ ኢኮኖሚ ንምህናፅ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዐል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምሁርን ቁጠባዊ ሃፍቲ። እቲም ምሁራን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፥ እቲ ስትራቴጂ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ መሰረቱ ዝልውጥን ዝተዋደደ…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካ ምዝማን ናብራ ከተማነት ዕዙዝ ኣሰረ ተንብር ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካ ምዝማን ናብራ ከተማነት ዕዙዝ ኣሰረ ተንብር ኣላ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዘላቒ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ከተማ ዘለወን ምሕዝነት ንምዕባይ ዝዓለመ ፈላማይ ፎረም ኮንስትራክሽን፣ መሰረተ…