“ኢትዮጵያ ብትዕግስቲን ጥንቃቐን ትገብሮ ውሳነ ንኩሎም ደቃ ንምጥቃም ኢዩ “- ዶ/ር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያ ብትዕግስቲን ጥንቃቐን ትገብሮ ውሳነ ንኩሎም ደቃ ንምጥቃም ኢዩ “ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ "ብመንፅር ታሪኽን…