ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ሓላፊት ስራሕ ፋኦን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌርራን ኣብ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዳይሬክተር ስርዓተ ምግቢ ሊናት ኑፊልድን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ መንግስቲ…
ስፓርት ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም። ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ምምሕያሽ ማሕበረሰብ – ሓቆፍ ዓሌት ኣባጊዕን ኣጣልን ተረባሒት ከምዝኾነት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ገፀራማ ከባቢ ኣብ ትሑት ስራሕቲ ሕርሻን ምርባሕ እንስሳን ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ምግባር ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳት ገሊፁ፡፡ ብፍላይ ኣባጊዕን ኣጣልን ብምርባሕ ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ቀፃሊ ዋና ስራሕና ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ዓወታት ምፅናዕን ፈተናታት ምስጋርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዘፍለጠኦ፥ “ክእረሙ ኣብ ዝግበኦም ጉዳያት ከምኡ እውን ትኹረት ኣብ ዝጠልቡ ጉድለታትና ኣንፈት መፍትሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቃላይ ጫሞ 8 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝበረት ጃልባ ጥሒላ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ኣልፉጮ ኣቡሎ ናብ ከተማ ኣርባምጭ ሸሞንተ ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ከምዝጠሓለት ፖሊስ ክልል ደቡብ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ሚዲያ ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል ኮማንደር ታጁ ነጋሽ፥ እታ ጃልባ ሸሞንተ ሰባት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝተወለዐ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ሚሲሲፒ 25 ሰባት ህይቶም እንትሓልፍ÷ ኣብ ግዝኣት ኣልባማ ድማ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ልዕሊ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ብምኽንያት ድርቂ ሞይተን – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያን ኬንያን ብዘጋጠመ ድርቂ ብውሕዱ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ከምዝሞታ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሓሙሽተ ወቕቲታት ዝናብ ማይ ዘይምውቅዑ ስዒቡ ብዘጋጠመ ድርቂ÷ ኣብቲ ዞባ ኣብ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪ/ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ውድድር÷ ካብ ኣትሌት መዲና ብምቕፃል ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ካልአይቲ ኣትሌት መልክናት ውዱ ሳልሰይቲ ብምኻን ውድድረን ዛዚመን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህርዳር፣ ክልላት ጋምቤላን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር፣ ክልላት ጋምቤላን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ እናሰርሑ ምዃኖም ገሊፆም። እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ናብቶም ካባቢታት ዝመፅኡ በፃሕቲ ቆፅሮም እናወሰኸ…