ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ። ሳልሳይ የአዲስ አበባ ከተማ ምክር ቤት 2ኛ ዓመት የሥራ ዘመን 1ኛ መደበኛ ጉባዔ እየተካሄደ ነው፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ንኽግበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት መኖ እንስሳት ካብ ግብሪ ናፃ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት መኖ እንስሳት ካብ ግብሪ ናፃ ንምግባር ዘኽእል ስራሕ ኣነተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ መሪሕ ሃፍቲ ልምዓት መኖ እንስሳት ኣርኣያ ኣብርሃም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ፍርያት መኖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሕዳር ኣብ ጀርመን ብዛዕባ ዝካየድ ኣኼባ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ፓራኦሎምፒክን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣጋግዘ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 595 ሺሕ ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ኢዩ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ምዝዛም ቀዳማይ ምዕራፍ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣልዒሎም። ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሳንኩራ ፍሉይ ሽሙ ማዞሪያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብቲ መንደር ትነብር ጓ 4 ዓመት ህፃን ምስ መሓዙታ እናተፃወተት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዝብኢ…
ስፓርት ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ምስምዕመዖም ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊ። እቲ ኣቕርቦት÷ ካብ ኣሊጋስ፣ ኢዝሚርን እስክንድሪያን ዝተብሃላ ወደባት ቱርኪ ብምብጋስ ሓፂን ሓፂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደቡበ ኮሪያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደቡበ ኮሪያ ጂን-ፒዮን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዓለም ዘለዋ 54 ሃገራት ህፁፅ እፎይታ ልቓሕ ከምዘድልየን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብብርኪ ዓለም ብውሑዱ 54 ኣብ ዕቤት ዝርከባ ሃገራትን ሓዊሱ ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ 25 ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ዝኸፍአ ድኽነት ከይኣትዋ ህፁፅ እፎይታ ልቓሕ የድልየን” ክብል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ትማሊ ኣብ…