ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ነበርቲን ምምሕዳርን ዞባ ሰሜን ሸዋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ካነበርቲ፣ ዞባ፣ ምምሕዳር ከተማን ወረዳን ዝተኣከበ እንትኸውን÷ 59 ናይ ማሕረዲ ሰንጋታት፣ 981 ኣባጊዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምርግጋእ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እናተጋደደ ዝመፅአ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምርግጋእ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ዕላዊ ገይሩ። ገዛኢ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ 391 ዝኾኑ ኣብ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ዋል እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1 ሺሕን 497 ዓመት በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ (መውሊድ) ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተተካእቲ ኣፍረይቲ ንምፍራይ ኣብ ጥዕና መናእሰይ ትኩረት ከምትገብር ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይን ኣፍራዪን ተተካእቲ ንምፍራይ ኣብ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ኣብ ዘፈር ጥዕና ትኹረት ዝገበረ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሰገናትን መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን መዘነአን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትራት ትራንስፖርት ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን ተዛቲየን። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 41 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሲቪል ኣቪዬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ኣብ ዝኽበረሉ ቦታ ስራሕቲ ፅሬት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅሬት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ኣዲስ ብምትሕብባር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ኣቭ መስጂድ ኣንዋር መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓታት ከተማን ክፍለ ከተማን ሓዊሱ ኣቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ኣመልኪቱ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ፍርያት ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ስምምዕነት ተገይሩ። እቲ ስምምዕነት ተበፂሑ ዘሎ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየርን ስደትን ዝመክር መድረኽ ተሳልጥ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየርን ስደትን ዝመክር ብሄራዊን ዓለም ለኻዊን መድረኽ ሙሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳልጥ ኣላ። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እቲ መድረኽ÷ ምስ ለውጢ ንብረት ኣየር ተተሓሒዞም ዝኽሰቱ ስደታት ስትራቴጂ ብዝተኸተለ መልክዑ…