Fana: At a Speed of Life!

ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ኢትዮጵያ መድንን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀዋታትት ኣተኣናጊዱ። ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፀወታ÷ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ውድድር ካልኣይ ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ወልቂጤ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት…

ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ብዝተዋደደ መልክዑ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ብዝተዋደደ ዝተወሃደን መልክዑ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። እቲ ምምሕዳር÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ምዕራፍ ስራሕቲ ምድላውን ናይ ቀፃሊ ኣንፈት ትኹረትን ብምትኳር…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2020 ጀሚረን ሻምፒዮን ጋቪ ኮይነን ዝፀንሓ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ዶክተር ሴት በርክሌይን ኣብቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋቪን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነትን…

ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ “ኣውሎ ንፋስ ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ “ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ። ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሰኣኑ ሰባት እቶም 105 ነበርቲ ፍሎሪዳ ከምዝኾኑ ሲ ኤን ኤን ፀብፂቡ፡፡ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ብምኽንያት ምግማስ መሬት…

ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም÷ ደጀንነት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንኮሞኮን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣገልግሎት ምምኻርን ስልጠናን ብመሃብ ምስ ዝፍለጥ ኢንኮሞኮ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ትካል ኣማኻሪ ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ዝኾነ ኢንኮሞኮ÷ ኣብ ስደተኛታት ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ…

ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ – ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቡሩንዲ ዝተሰናደአ…

ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ። 193 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓዘ እቲ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ…

ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። እቶም መመርመሪ መሳርሒታት÷ ብማእኸል ምርምር መፅናዕቲ ባዮቴክኖሎጂን ስቴት ቫይሮሎጂን ሩሲያ ዝፈረዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ እቲ ርኽክብ÷…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባ ልዕሊ 22 ሺሕ ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባራዊ ዝተገበረ መምርሒ ዕድጊት ሲሚንቶ ካብ ዝፈቕዶ ወፃእ 22 ሺሕን 293 ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እናተርኣየ ዝርከብ ናህራ ዋጋ ሲሚንቶ…