Fana: At a Speed of Life!

ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት ብሰላማዊ ኩነታት ምዝዛሞም ጥንኩር ዘብዒ ሰላም ህዝቢ ዘርኢ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት ብሰላማዊ ኩነታት ምዝዛሞም ጥንኩር ዘብዒ ሰላም ህዝቢ ዘርኢ ኢዩ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም ጎሊሃ ዝተርኣየትሎም ህዝባዊን…

ሚኒስቴር መዓድንን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ዓለም ለኸ ኤክስፖ መዓድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ዓለም ለኸ ኤክስፖ መዓድን ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ሚኒስትር መዓድን ታከለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።

መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ብዕዉት ኩነታት ንምሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ብዕዉት ኩነታት ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ንምሃብ ምድላቱ ከምዝዛዘመ ገሊፁ። ኣብ መግለፂኡ ድማ…

ኣብዚ በጀት ዓመት 220 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይል ንምፍልፋል ምህቃኑ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ጢስ ኣባይ 2 ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 220 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይል ንምፍልፋል ምህቃኑ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ጢስ ኣባይ 2 ገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ደጀኔ ጉታ÷ እቲ ትልሚ ንምዕዋትን ስራሕቲ ኦፕሬሽን ዘተኣማምን ንምግባርን ስሩዕን ሃንደበታዊን…

ናፃ ቀጠና ንግዲ ኢስታንቡል ምስ ናፃ ቀጠና ድሬዳዋ ምትእስሳር ክፈጥር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጠና ንግዲ ኢስታንቡል ምስ ናፃ ቀጠና ድሬዳዋ ብሓር ንምስራሕን ምትእስሳር ንምፍጣርን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኣብ ቱርኪ ዝርከብ ናፃ ቐጠና ንግዲ ጎብኒዩ፡፡ ብምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

በዓል ኢሬቻ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሾፍቱን ብሚሊየን ዝቑፀሩ ተሳተፍቲ ዝተዓደሙሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ-ፊንፊኔን ሆረ-ሃርሰዴ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ÷ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብዝኾነ ገዘ ብምእታው ኢያ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ÷…

ኢሬቻ ኣርማ ሓንድነት ምዃኑ ብዝገልፅ መልክዑ ተኸቢሩ ተዛዚሙ – ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣርማ ሓንድነት፣ ዕርቂ፣ ሕውነትን ሰላምን ምዃኑ ብዝገልፅ መልክዑ ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ገሊፆም። ኣይተ ፍቓዱ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ሕድነትን ሕውነትን…

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተራት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ሴናተራት ኣሜሪካ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብኣቦ መንበር ኮሚቴ ወታደራዊ ኣገልግሎት ሴናተር ኣሜሪካ ጀምስ ኢንሆፍ ዝተመርሐ ጆን ሞዝማንንን ማስተር ማሪዮን ማይክን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሓምለ ክሳብ ፍርቂ መስከረም ልዕሊ 163 ሺሕ ሰባት ብዓሶ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክሳብ ፍርቂ መስከረም 2015 ዓ.ም ልዕሊ 163 ሺሕ ሰባት ብሕማም ዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ድሕሪ 15 መስከረም ዘጋጥም ለበዳ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ብምትኳር÷ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል…