በዓል ኢሬቻ ብዘደንቕ መልክዑ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት የመስግን – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ብዘደንቕ መልክዑ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ብሽም መንግስቲን ህዝቢን የመስግን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ…