ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ባህሊ ዕርቂ፣ ሰላም ሕውነትን ሓድነትን ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ብሄራት፣ ብሄረሰብታን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።
በዓል ኢሬቻ እዋን ክረምቲ ሓሊፉን ምምላእ ማይ ጎዲሉን…