ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ሜሪ ሳይመን ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ፍፁም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ንምጥንሓር ከምዝሰርሑ ታዛሪቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ካብዚ ብተወሳኺ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ብድምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ ይኽበር ኣሎ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ብድምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ እናተኸበረ ከምዝርከብ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ኣዲስ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ዶክተር ሂሩት ካሳው ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓለለፈኦ መልእኽቲ፥ ውሩይ ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ገና ኣብ ንኡሽተይ ዕድሚኡ እናሃለወ ካብዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ባዛርን ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ባዛርን ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ዝቕፅል ቀዳማን ሰንበትን ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን÷ ከንቲባ ምምርሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ብገንዘብ ንምሕጋዝ ዘኽል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ብገንዘብ ንምሕጋዝ ዘኽል ፕሮግራም ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንበዘብ፣ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርም ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ንሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ኣብ ዝግበር ሰነድ ፕሮግራም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ፅባሕ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ክፍፀም ኢዩ። እቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ኣርባዕተ ኪሎ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ቤተ ክርስቲያን ከምዝፍፀም ተሓቢሩ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ሰንጋታት፣ ለስላሳ መስተን ካልኦት ኣድለይቲ ናውቲን ዘካተተ ኢዩ፡፡ ሓላፊ መምርሒ ልምዓት ንግዲን ዕዳጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 21 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ከምዝኽበር ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ በዓል ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፓነል ምይይጥን ዓውደ ምርኢትን ከምዝተኸፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኣብ ልልተኣዉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ስምምነት ሓገዝ ተፈረሙ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ጋር ተፈራረሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ብኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ፌዴሪኢ ሰመሬታ…