Fana: At a Speed of Life!

ብሽፋን ንግዲ ጦር መሳርሒ እናነገደ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሽፋን ንግዲ መስተ ጦር መሳርሒ እናነገደ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ መንሪ ገዛ እቲ ተጠርጣሪ ብዝተገበረ ፍተሻ ዝተፈላለየ ኣፅዋራትን ተተኮስቲ ጠያይቲን ሓዊሱ 80 ሺሕ…

ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያን ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ፖለቲካዊ ድሌት ዝተሓንገጠ ኢዩ – ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያን ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ፖለቲካዊ ድሌት ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ቤት ምኽሪ…

ምስ ኲናት ተተሓሒዙ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ቀዳማይ ፀብፃብ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስቲ ኲናት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ቀዳማይ ፀብፃብ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ÷ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ማለት እውን ካብ መስከረም ክሳብ 25 መጋቢት 2014…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብን ኣብ ጉዳይ ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒቴር ፍትሒ ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ፍትሒ ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብን ኣብ ጉዳይ ገበን ብሓባር ንምስራሕን ገበነኛታት ኣሕሊፍካ ንመሃብን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደውን ሚነሲትር…

ብምኽትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ÷ ሚነሲትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዳይሬክተር…

ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ 541 ሚሊየን ብር በጀት ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ 541 ሚሊየን ነጥቢ 2 ብር በጀት ሕቶ ኣቕሪቡ። ቦርድ መረፃ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ብሄር ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ መፈፀሚ ዘድልዮ 541 ሚሊየን…

ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሩ እናተደለየ ዝነበረ ዘመነ ካሴ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣምሓራ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሩ እናተደለየ ዝነበረ ዘመነ ካሴ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ቀበሌ 3 ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀሰብ ተሓቢኡ ብሓበሬታ ሕብረተሰብ ከምዝትሃዘ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴታት ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ጥዕናን ማሕበራዊ ልምዓትን፣ ባህሊን ስፖርትን ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ኩለመዳይ ለውጢ፣ እዋናዊ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ጥረ ገንዘብን መናፅሂን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝተገበረ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊ÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሕቶ መሰል ህዝቢ ኦሮሞ እናዓፈኖ ዝነበረ ቁስሊ ኣይሓወየን – ሕብረት ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሃፍቲ ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ምዝራፍ ሓሊፉ ሕቶ መሰል ህዝቢ እናዓፈነን እናቀተለን ዝነበሮ ቁስሊ ኣይሓወየን ክብሉ ሕብረት ኣባ ገዳታት ገሊፆም። ኣባላት እቲ ሕብረት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንህዝቢ…