ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲዮም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘመን መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዘቕረብዎ ሕቶታት ምላሽን…
ቢዝነስ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም መንግስቲ ፌደራል 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ፡፡ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንሕቶን ምላሽን ኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንሕቶታት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ዜጋታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ያታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላዊ ዲጂታል ገፃት ጉባኤ ኮፕ32–ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እተሰናድኦ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ዕላዊ መርበብ ሓበሬታታት ማሕበራዊ ሚድያ ገጻት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ዝተኸፈቱ ዕላዊ መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕዉት ህንፀት ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ 2ይ ጉባኤ ትምህርቲ ሕክምና ኣፍሪካ “ሓይሊ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣፍሪካ ንሓደሽቲ ዕድላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሶፍ ዑመር… ዘደንቕ ምስጢራዊ በዓልቲ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ መበቆል ጥንታዊ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝኾነት፣ ብዙሓት ሰብ-ሰራሕን ተፈጥሮኣዊን፣ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድጊታት ትውንን ሃገር እያ። ቀደም ክብል ካብ ዓውዲ ቱሪዝም ብዙሕ ረብሓ ክትረክብ ልዑል ዕድል እኳ እንተነበራ፣ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ውሱን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓደጋ ሰብ-ሰራሕ ብልሒ (AI) ንምክልኻል ብሕጊ ክምራሕ ኣለዎ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሰብ-ሰራሕ ብልሒ (አርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ብፍላይ ኣብ ህፃናት ከስዕቦ ዝኽእል ኣሉታዊ ፅዕንቶ ንምክልኻል፣ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ክምራሕ ኣለዎ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ እዚ ዝበሉ፤ ብብርኪ መንግስታት ንፈለማ…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ንግዲ 10 ነጥቢ 7 ቢልየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ወፃኢ ንግዲ 10 ነጥቢ 7 ቢልዮን ዶላር ተረኺቡ ኢሉ። ሚኒስቴሩ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላቱ ብምትሕብባር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2018 እናካየደ ይርከብ። ሚኒስትር ንግዲን…