Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ፍርያትን መፍረያይነትን ንምስሳን ዓሊሙ ምስ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ መፍረያይነት ምኽንያት ብምግባር ፍርያትን መፍረያይነትን ንምስሳን ዓሊሙ ምስ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ከንቲባ ኣዳነች፣ ምክትል ከንቲባ ኣይ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ እታወታት ዕደና ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ – ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ እታወታት ዕደና ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ቅድሚ ሕዚ ንዘፈር ዕደና ዝዋሃቦ…

ካብ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ትካላት ምርምር ዝሰርሑ ሙሁራን ሃፍቲ ማይ፣ ነበር ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እተን ሃገራትን ሰብ ሞያ…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ ፍርያት ወርቂ ልዕሊ 560 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ካብ ፍርያት ወርቂ ልዕሊ 560 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ ስርዓታ ዘፈር መዓድን ንካልኦት ዓውዲታት ዝተውሃቦ ትኹረት ዝኣክል እንተይረኸበ ምፅንሑ ሚኒትር ዲኤታ እቲ…

መዓልቲ መፍረያይነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ዕዉት ሓበራዊ ፃዕሪ መፍረያይነት ንዕቤት ሃገር’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ መፍረያይነት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይኽበር ኣሎ። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር መዓድን፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ልምዓት…

ሩሲያ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል “ማዕቐብ ሎጂስቲክስ” ኣየልዐሉን ክትብል ከሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ እኽሊን መዳበሪያን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንኽተቕርብ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል ኣየኽበሩን ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮብ ኮኒኖም። ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘንፀላለወ ቅልውላው ቀረብ እኽሊ ንምቅላል…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እንስሳት ግፍዒን በደልን ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ብሄረሰብ ዋግህምራ ወረዳ ጋዝጊብላ ቁሸት ዛሮታ ንብረት ሓረስቶት ዝኾኑ እንስሳት ብምቕታል ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ምዃኑ ኣርኢዩ ተባሂሉ። በቲ ወራሪ ጉጅለ ጉድኣት ዝበፅሖም ሓረስቶት፥ “ሓሪስና፣ ኣልሚዕና ቆልዑት ክነዕብየሉ ኢና፤…

ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ናእደኦም ገሊፆም። ካብ ከባቢ ዋሸንግተን ዲሲን ካልኦት ግዝኣታትን ብምትእኽኻብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር…

ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እንተኣጠናኺርና ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ክሳብ ሕዚ ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እናጠናኸርናን እናስፋሕፋሕናን እንተኸይድና፤ ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ንኽእል ኢና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ…

ብምኽንያት ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ንዓብዪ ጥሜት፣ ስቓይን ምንግልታዕን ተቓሊዑ – ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ንዓብዪ ጥሜት፣ ስቓይን ምንግልታዕን ከምዝተቓለዐ ኢዶም ዝዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ኢዶም ካብ ሞንጎ ዝሃቡ ተዋጋእቲ ሰሎሞን ሺሻይ፣…