ሸሊኹ ዝወፅአ ሰነድ ህወሓ እቲ ጉጅለ ምስ ራዕዳውያን ዘለዎ ርክብ ብግልፂ ዘርአየ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ካልኦት ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ሕብረት ፈጢሩ እናሰርሕ ከምዝኾነ ሸሊኹ ዝወፅአ ምስጢራዊ ሰነድ ህወሓ ሰነዱ የመልክት።
እቲ ጉጅለ ኣብ ዘውፀኦ “መዛዘሚ ምዕራፍ ኣካይዳን ስትራቴጂን” ብዝብል ዘሰናደኦን ሸሊኹ ዝወፅአን እቲ…